ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፅሕፈት ን ናይ ኢድ ላምባዲና መሳረሕ አቁሕት ብፕሮፎርማ አጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
generated by ai* ተወዳደርቲ ናይ 2017/2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት፣ ቲን (TIN) ከምኡ’ውን ናይ ቫት (VAT) ምዝገባ ሰነድ ከቕርቡ ይግበኦም።
* ናይ ዋጋ መምልኢ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 9 ብምውሳድ፣ ብዝተኣሸገ ፖስታ ካብ 26/06/2018 ዓ/ም እስካብ 01/07/2018 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ኣታዊ ክግበር ኣለዎ።
* እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 01/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ፡ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኽፈት።
ምልክታ ፕሮፎርማ
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፅሕፈት ን ናይ ኢድ ላምባዲና መሳረሕ አቁሕት ብፕሮፎርማ አጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ናይቲ ዘርፊ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።
መምርሒ ተጫረቲ/ተወዳደርቲ
➢ ተወዳደርቲ 2017ዓ/ም ወይ 2018 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን/IIN Noን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
➢ ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኹም እትመልእዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ክኸውን ኣለዎ
➢ ዋጋ መምልኢ ሰነድ ካብ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 9 ምውሳድ ይከኣል
➢ በቲ ዋጋ መቅረቢ ብዝተአሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 26/06/2018 ዓ/ም እስካብ 1/07/2018 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ።
➢ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 1/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ድማ ይኽፈት
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ከምውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።
➢ እቲ ኣቅሓ/ግልጋሎት /በቲ ዝተጠቀሰ ስፐስፊክሽን መሰረት ክኸውን ይግባእ
➢ እቲ ኮለጅ ዘቐመጦም ረቋሒታት ንዘይማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ወድድር ወፃኢ ንገብር ምኳንና ኣጥቢቐና ነተሓሳስብ
➢ ኣብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂ ዘይኮነን ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን
➢ ካብቲ ዝተሓተተ ንብረት ወፃኢ ባዓልካ ንብረት ቀይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም ኣይፍቀድን
➢ ኮለጅና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ኣድራሻና፦ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ጥቓ እንዳጋብር
ንዝበለፀ ሓበሬታ፦ 03-44-40-87-55 ይደውሉ።