ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ንናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤለክትሮኒክስ ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

_ክ/ከ/ቀ/ወ/ት/ፋ/18

ዕለት 06 2018ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ንናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤለክትሮኒክስ ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

➢ ዓይነት ጨረታ

ሀ. ክ/ከ/ቀ/ወ/ት/ፋ/ ኣቀ/ጨ/መ/ ቁፅሪ ናይ ኤለክትሮኒክስ ኣቁሑ

በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ እተማልእዎ ሮቑሓ

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ሻት ተመዝገብቲን ናይ መወዳእታ ወርሒ ቫት ሪፖርት ፣መፍለይ ቑፅሪ/TI/፣ኣብ ዝርዝር መቕረብቲ ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ /መቅረባይነት/ከቅርቡ ዝክእሉ

2. መኽበሪ ጨረታ

➢ ብር 20,000 ብር ብባንኪ ዝተረጋገፀ C...○ ከትሕዙ ዝኽእሉ

3. ዋጋ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 200.00/ ክለተ ምኢት ብር/ ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ኸይዲ ስራሕ ዕደጋ፣ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቑፅሪ 14 ካብ ዕለት 25/06/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 09/07/2018 ዓ.ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ጊዜ መፂኹም ምግዛእን ንኡ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ናይ ጨረታ ሰነድ ምእታው ትክእሉ፣

4. ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝኸፈተሉን ዕለት-

 4.1. ዕለት 09/07/2018 ዓ.ም ስዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ስዓት 9:00 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ልዕል ኢሉ ኣብ ዝተጠቀሰ ኣድራሻ ብግልፂ ይኽፈት፣

5. ቢሮና ዝዕድጎም ኣቑሑት ከም ኣድላይነቱ 20% ናይ ምውሳኽ ወይም ናይ ምቕናስ መሰሉ ዝተሓለወ'ዩ፣

6. ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ትካል ካብ ዘሸነፎ ጠቅላላ ዋጋ 10% ኣትሒዙ ውዕሊ ብምእሳር ኣብ ውሽጢ 5' መዓልቲ

ንብረት ክረክብ ዝኽእል፣

7. ስዓራይ ንዘሸነፎም ኣቑሑት ብቲ ዝወፀ ስፐሲፊክሽን መሰረት ኦርጅናል አቁሑት ምካኖም ብዝምከቶም ኣካላት ምስተረጋገፁ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮና ኣታዊ ይገብር፣

9. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ'ዩ፣

10. ንዝበለፀ ሓበሬታ፡- ኣብ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ከባቢ ጅቡሩኽ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ ንተወሳኽ ሓበሬታ

ብስልኪ ቁፅሪ 0937023598/0983526227/0966742380 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (367)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s