ቤት ፅሕፈት ቀ/መ/ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ናይ መስመር ማያ ትቦታት፡ ናይ ትቦ መጋጣጠሚታት፡ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሕታት ኣቑሑ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑን ኤሌክትሮ መካኒካል ኣቑሑን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 2, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ራማ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት(ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ብአውራ ከይዲ ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት(ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ናይ እንስሳ ቀለብ መጥሓኒን መቀነባበሪ ማሽን ማለት እዉን ፊድሚል ኢንድ ፊድ ሚክሰር ማሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ልምዓት መስኖ ካብ ናይ ዩኒድፒ በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብ ጣብያ ገጠር ሰመማ ክልተ ዓሞቅቲ ጎዳጎዲ ኤሌክትሪካል ፓምፕ ሶላር ሲሰተም ምፅጋን ወይ ድሚ ዲፒ ወል ሚንተናስ ፓወር ሶለር ፓምፕ ንምስራሕ ኣብዚ ዘርፊ ንዝተወፈሩ ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ቆራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ-ከተማ ዓይደር ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ኣቕሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ስለ ዝደለና ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንትካልና ኩሓ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጀኔኔተር ባትሪ ንምግዛእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኩሓ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና መስፍን ሓፂን መፂንን ኢንጂነሪንግን ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ትሕት ኢሉ ካብ ተራ ቑፅሪ 01 ክሳብ ተ.ቁ 03 ዝተዘርዘሩ ምሕደረኦም ኣብ ትሕቲ ኢንዳስትርያል ሜንቴነሰንስ ሰንተር (MC) ዝኮኑ ዝተፈሳስዩ ማሽነሪታት ንናይ ፅገና ስራሕቲ ብናይ ደገ ፅገና ስራሕ ስምድን ፉሱይ ክእለትን ዘስዎም ተጫረቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስስዝደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ሕርሻ ማይጨዉ ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሃፍቲ እንስሳ ኣቅሑት : ኤሌክትሪካል ጀነሬተር :ናይ ማይ ፓምፕ ጀነሬተር አወደዳሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ንማይጨው ሕርሻ ኮለጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሃፍቲ እንስሳት ኣቁሑት ፣ ኤሌትሪካል ጀኔሬተርን ናይ ማይ ፓምፕ ጀኔሬተርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ