ተዓፅዩ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ከተማ ሸራሮ ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብዝተፈላለዩ ዘርፍታት ማለት እዉን ሃለቅትን ቀወምትን ኣቅሑታት ከም ኤሌክትሪክ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሒ ፅሬትን ፣ ዓለባን /ጨርቃ መርቂ /፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 24, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 24, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ