ቤት መዘጋጃ ከተማ ዳንሻ ካብ በጀት ዓመት 2012 ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣጎልጎት ዝህቡ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋ ኣጫርቱ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 3, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዳንሻ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።