ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለሰ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ናይ መኪና ኣቅሑት : ናይ ህንፃ/ ቡንባ/ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2012 10:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።