ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2011 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፣ናይ ሸቀጣ ሸቀጥ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ መስተታት ፣ ዝተፈላለዩ ጨርቅታት፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት፣ መኪና ጎማን ካላማደርያን ፊልትሮ ዘይትን ናፍጣን፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና፣ ሕትመት ስራሕቲ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 26, 2012 8:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
104. 4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ ን2012 ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት 1 ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክትሪክ 2 ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክተሮኒክስ 3 መሳርሕታት ፅሕፈት 4 ዝተፈላለዩ ፈርኒቸር 5 መሳርሕታት ህንፃ 6 ከምኡ ወን ዝተፈላዩ ንሰራሕተኛታት ዝዉዕል ዓብይ ኒዶ ፀባን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትኮ/መ/ት ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ግዝኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 8, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ንብረታት ዘገልገሉ ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጥምን : ፅሕፈት መሳርሒ፣ኤሌክትሮኒክስ፣ ኤሌክትሪክ፣ ናይ መኪና ጎማን ካላማደርያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 23, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ንብረት ግልጋሎት ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 6, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ንማእኸልና ግልጋሎት ዝውዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት (ናይ ቢሮ ፈርኒቸር)፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ መኪና መጋየፂ፣ ናይ ጀነሬተር ስፔር ፓርት፣ ናይ ኤግዝቭሽን ድንኳን ኣቅሑት፣ ናይ ኣዳራሽ ጨርቅን መጋረጃን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2012 ዓ/ም 1ይ ዙር ዕድጊት ንምፍፃም ምድብ 1- ፅሕፈት መሳርሒ ፤ምድብ 2- መሳርሒ ፅሬትን መለዋወጢ ኣቅሑት ማይን መብራህትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ወልቃይት ን ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዘዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ሳኒተሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 4, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወልቃይት ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲ ስልጠናን ነጋ ገ/ዝጋብሔር ዕዳጋ ዓርቢ ንምምሃርን ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ቆወምትን ሃለቅትን ንብረታት ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ መሰረት ድማዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዕዳጋ ዓርቢ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴከተራት ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኢ/ማተሪያልን ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ዉፅኢት ማዕድንን ፣ ብሎኬት ብ ሾፒንግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣፅቢ ወንበርታ ተወሳኺ ኣንብብ