ኮሌጅ ትምህርቲ መመህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2012ዓ/ም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መለዋወጢ ማይን ኤሌክትሪክን፣ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ማሽን፣ ፎቶ ኮፒ፣ ፍርጅ ፣ ስፒከራት ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ ቴሌቪዥን፣ ኬሚካላት፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ፣ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኪና መፀገኒ ጋራዥን ፣ካልኦትን ኣጨሪቱ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ዋና ቤት ፅሐፈት ህወሓት ኣብ 2012 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል 2ይ ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንበረት ማለት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተራት: ናይ ኮምፒተር ቀለማት አቅሑት : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት: ፈርኒቸር አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 16, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 3, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶታት ክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 1, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ጥላሁን ይግዛዉ ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ፅሕፈት መሳርሒ 2 ህንፃ መሳርሒ 3 ኤሌክትሪክ ኣቁሑት 4 ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት 5 ብሎኬት ፣ ጡብ /ብሪክ/ 6 ሞተር ሳይክል ኣወዳድሪና ክንዕድግ ሰለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ጨ/ከ/ል/ን /ኢንድትሪን ከተማ ደራ ከ/ስራሕ ትልምን ፋይናንስን ናይ ደገ መብራህቲ ፓዉዛ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶዝኮንኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 7, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ Dera ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሓዉዜን ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነታት ኣቑሑት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት፣ ናይ ህንፃ መሳርሕን ፣ኣዉቶሞቲብን ኣቅሑትን፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 8, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሓዉዜን ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ንናይ ተሃነፅቲ ምግብና ፅገናታት ዝዉዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 24, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንዝተፈላዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 21, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደባኛ በጀት ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 21, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ