ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ሎት1 ኤሌክትሪክ መሳርሒ፣ ሎት 2 ኤሌክትሮኒክስ ፣ሎት 3 መስተዋት ፣ሎት4 መድሓኒት፣ ሎት5 ሰራሚክ ፣ሎት 6 ፀሊም እምኒ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶብ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 21, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።