ኣብ ወረዳ ቀይሕ ተኽሊ ቤት መዘጋጃ ከተማ ወ/ቃምባ ናይ ሓይሊ መብራህቲ ንናይ ፅርግያ ኣምፕል ምስ መሉእ ተዛመድቲ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ክዕድግ ስለዝደለየ ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ዝሳተፍ እቲ ስዒቡ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት ከማልእ /እታማልኡ ክኸዉን ኣለዎ/ዋ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 29, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።