ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣብ 2013 በጀት ዓመት ኣብ 1ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ በረኪናን ሳሙናን ኦሞን ድማ ንማኒፋክቸሪንግ ጥራሕ ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ናይ ነርስ ጫማ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ፣ ጀነሬተርን ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ እታወታት ምግቢ ደረቕ እንጀራን ባኒን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 2, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሐመራ ተወሳኺ ኣንብብ
መቐለ ዩኒቨርሲቲ ከዚህ በታች የተዘረ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: 16ኛው ቀን ጠዋት 3:30 ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ዓይደር ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር አቅሑት ኤሌክትሪክ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት /ፈርኒቸር/፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፣ ናይ ሕክምና ኣቅሑት፣ ናይ ጀነሬተር ስፔር ፓርትን ነዳድን ቅብኣት ፣ ጎማን ባትርን ስፔር ፓርትን ፣ ደንቢ ክዳን እንዳ ጨርቃ ጨርቂ ዝርከብ ፣ ደንቢ ክዳን እንዳ ጫማ ዝርከብ ፣ ደንቢ ክዳን እንዳ ቡቲክ ዝርከብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 20, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ንግስተ ሳባ ዓድዋ ኣብ 2013 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ በጀት ነቲ ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኤሌክትሪካል ኢንዳስትሪ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኮንስትራክሽን ተንከፍ ፣ ናይ ዓመታዊ ናይ መኪና ፅገና ጋራዥ ናይ ጉልበት ዋጋ ፣ ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 16, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓ/ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ዝተፈላለዩ ንብረታት ን2013ዓ/ም ስራሕ መካየዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ መገጣጠምን ቆፀርትን ፣ ኤሌክትሪክ፣ ሳይክላት ፣ ናይ ዓባይ መኪናን ንእሽተይ መኪናን ጎማን ባትርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2013 8:31 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንምምሃር ምስምሃር ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ናዉቲ ፅሬት ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መድሓኒት እንስሳ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ብግልፂ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2013 3:10 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ እዞም ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ / ፈርኒቸር/ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ሞተር ሳይክል ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 19, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣላማጣ ተወሳኺ ኣንብብ
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ማለት እዉን ዩቢኤስ 1500ኤፍ ኤ፣ ዩኤስቢ በዝሒ 05 ፣ስቴብላይዘር 1000 ሺሕ ዋት በዝሒ 07፣ ሄድፎን በዝሒ 30 ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ኤሌክትሪካል መቅረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ