ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ንካልኦት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ወይ እዉን ማኒፋክቸሪንግ ኮንስትራካሽን : ዋተር ቴክኖሎጂ : ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ: መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት አዉቶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ዝዕገኑ አቁሕት ብፕሮፎርማ ሜላ ዕደጋ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 2, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ዝተፈላለዩ ሰርቪስ መኪና ኪራይ ግልጋሎትን ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ዕድጊት ን2016 ዓም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግልገልን ክዕድግን ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 6, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ንብረት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 30, 2016 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንማይጨው ሕርሻ ኮለጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑት፣ ናይ ማይ ኣቁሑትን ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ን3ይ ግዜ ዝወፀ ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ Machinery Materials ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 19, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ን3ይ ግዜ ዝወፀ ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ Enjera beaker machin ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 19, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ Enjera breaker machin ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 12, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንካልይ ጊዜ ዝወፀ ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ Machinery Materials ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ፡ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ፡ ቁልፍታትን ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ፅገናን ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ ነዞም ረቆሒታት እተማልኡ ክትጫረቱ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ