ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጎዶም ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ማለት ናይ ደግ መብራህቲ ፉሎረሰንት ባዉዛ በዝሒ 100 ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ አገልግሎት ክረክብ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 19, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓዲ ጉዶም
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።