ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ዓይደር ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር አቅሑት ኤሌክትሪክ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 26, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 7, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ቲን ናምበር
2 ዝተሓደሰ ናይ መቅባይነት ፍቃድ ናይ ቀረባ 3ተ ወርሒ ቫት ወይ እዉን ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ
3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምካኑ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
4 ሰነድ ጨረታ ሓዳ ዋና ሓድ ቅዳሕን በቢ በይኑ ብምግባር ብ3ተ ፖስታ ኣብ ሓደ ዓብዩ ፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ዝክእሉ
5 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ዓይደር ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ካብ 06/02/2013ዓ/ም ክሳብ 25/02/2013ዓ/ም 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
6 እቲ ጨረታ 25/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
7 መከበሪ ጨረታ 6000 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 85 61 /09 14 39 83 21