ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 20, 2017 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 22, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

መሐሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣፅቢ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ኤሌክትሪካል : መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ : ፈርኒቸር : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 2, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 2, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት
ቦታAtsbi
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 2000 :መሳርሒ ፅሕፈት 5000 : መሳርሒ ህንፃ 3000: ናይ ዕንፀይቲ ኣቅሑት ማለት አዉን ፈርኒቸር መሳርሒ 5000 ቅርሺ : ናይ ኤሌክትሪካል 1000 :መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 3000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ክገዝእ ስለዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 15, 2017 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 15, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንብሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብሳምፕል መሰረት ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 25, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ