ቤት ፅሕፈት ግልጋልት ቀረብ ማይ መቀለ ን2017 ዓም በጀት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮ መካኒከል መቀያየሪ ኣቅሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ክጫረቱ እትደልዩ ንክትወዳደሩንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 19, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።