ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ኤሌክትርክ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 28, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 28, 2017 2:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ዞባ ሰሜን ምዕራብ ሽረ ቤት ህንፀት ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ትካልና ዝርካባ ከይዲ ስራሕቲ ንስራሕ መፈፀሚ ግልጋሎት ዝዉዕሉን ናዉቲ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ሃለቅቲ ናይ ህንፃ ናዉቲን ኣቅሑትን : ሓለቅቲ ናይ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑትን : ፅገና ሃለቅቲ : ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንብረታት : ሃለቅቲ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ከምእዉን ብናይ መደበኛ በጀት ዉሁሉን እቶትን ንምዕድጋ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 29, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 29, 2017 4:35 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንሃለቀቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 12000 : ሃለቅቲ ናይፅሬት መሳርሒ 3000 ቅርሺ : ህንፃ ንብረታት 3000 ቅርሺ: ናይ ኤሊክትሮኒክስ ፅገና ኣቅሑት ሓሙሽተ 3000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ዝርከባ ሴክተር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስሳ መድሓኒት : ኣቅሑት ናዉቲ ሕክምና :ናይ ጎማን ባትሪን :ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ መለዋወጢ ኣቅሑት :ናይ ስፖርት ዕጥቂ ናይ ኮምፐተርን ኮምፒትር ተዛመድቲ ኣቅሑት ፅገና ዝኣመሰሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዕድጊታት ፅገናን ብግልፂ ምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከፀግንን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 4, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 4, 2017 5:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ