እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ንብረት ንምዕዳግ ካብ ዝተመደበልና በጀት ንብረት ሎት ሐደ ናይ ኤሌክትሮኒከስ መሳርሒ :ሎት ክልተ አሌክትሪክ መሳርሒ : ሎት ሰለሰተ ህንፃ መሳርሒ : ሎት ኣርባዕተ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ሓሙሽተ ፅሬት መሳርሒ : ሎት ሽድሽት ሕትመት ኣብ ሽድሽተ ሎት ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካል ሱር ኮንስትራክሽ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 11, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ምንዋሕ ምልክታ ጨረታ ኩሉኩም ናይ ሰፕ መርሰቨል ፓምፕታት ምስ ሙሉእ አክሰሰሪኡ ንዕድጊት ሰነድ ጨረታ ገዚእኩምን ትገዝእ እትደልዩን ተጫረቲ ቢሮ ማይ ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ SDG ብዝርከቦ በጀት ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰፕ መርሰቨል ፓምፕታት ምስ ሙለእ አክሰሰሪኡ ዕድጊት ንምፍፃም ብብርኪ ክልል አወዳዲሩ ከስርሕ ብዕለት 8/5/2017 ዓም ብቁፅሪ ማይን ኢነርጅን 15383/27 ብድምፂ ወያነ ተጋዊሑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ 9/6/2017 ዓም ምንባሩ ይዝክርዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኤሌክትሪክ ማተሪያልስ ኮፐር ዋየርስ : ፓወር ኬብል ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ማይ መስተ ኣቁሑት ክዕድግ ስሰዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 4, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ኣብ ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት(ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ኤሌክትርክ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ - ናይ ማሕበራውን ልምዓታውን ኮሚሽን ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 29, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት(ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ እንትጮ ከ/ስ/ት/በ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ እንትጮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ፡ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑ ፡ ሞተር ሳይክላትን ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 29, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንትጮ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሳምረ ንግልጋሎት ምምሃር ምስትምሃር ንናይ 2017 ዓም ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሃለቅትን ቀወምትን ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት :ኣዉቶ :መሳርሒ ኮምፒተር : መሳርሒ ሓፂን መፂን : ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ