ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ዝተፈለላዩ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ንምዕዳግ ( Electric Materials ) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።