ንካልኣይ ግዝ ዝወፀ ዓዲ ግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ በጅት ዓመት 2017 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ከምእዉን ንምምሕዳራዊ አገልግሎት ስራሕ ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ መሳርሒ : ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ : ናይ ጋርመንት ኣቅሑትን አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 26, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
  • 1 ተወዳደርቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክኮኑ አለዎም ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2017ዓም ሒሳቦም ዘወራረድሉ መረዳእታ ዘቅርቡ
  • 2 አግባብነት ዘለዎ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ መቅረባይነት ናይ ግብሪ መክፈሊ መለለይ ቁፅሪ ከቅርቡ ዝክእሉ
  • 3 ተወዳደርቲ ካብ 11/9/2017 ዓም ክሳብ 26/9/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀተሪ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ካብ ቢሮ ቁፅሪ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት  ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 12 ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ
  • 4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/9/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ዝከፈተሉ ዕለት ድማ 26/9/2017 ዓም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ክክፈት እዩ
  • 5 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  • 6 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ዝሰዓሮ ንብረት አታዊ ይገብር
  • 7 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914210412 /  0914179807

ጨረታ መደብ