https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17172

ንካልኣይ ግዝ ዝወፀ ዓዲ ግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ በጅት ዓመት 2017 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ከምእዉን ንምምሕዳራዊ አገልግሎት ስራሕ ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ መሳርሒ : ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ : ናይ ጋርመንት ኣቅሑትን አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 7, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 26, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 26, 2017 04:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
  • 1 ተወዳደርቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክኮኑ አለዎም ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2017ዓም ሒሳቦም ዘወራረድሉ መረዳእታ ዘቅርቡ
  • 2 አግባብነት ዘለዎ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ መቅረባይነት ናይ ግብሪ መክፈሊ መለለይ ቁፅሪ ከቅርቡ ዝክእሉ
  • 3 ተወዳደርቲ ካብ 11/9/2017 ዓም ክሳብ 26/9/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀተሪ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ካብ ቢሮ ቁፅሪ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት  ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 12 ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ
  • 4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/9/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ዝከፈተሉ ዕለት ድማ 26/9/2017 ዓም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ክክፈት እዩ
  • 5 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  • 6 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ዝሰዓሮ ንብረት አታዊ ይገብር
  • 7 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914210412 /  0914179807