ተዓፅዩ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ናይ ህንፃ መሳርሒ (Construction materials )ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 23, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 24, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም 2010 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ነቲ ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ቀዋሚን ሃላቂን ንብረት ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ : አቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ጨርቃ ጨርቂ : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ : መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 30, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 30, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ቡንባን ሳኒተርን ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ናይ ኣዉቶሞቲቭ : ናይ ጋርመንትን ቴክሳታይልን : ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተየተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 23, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 23, 2010 9:15 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ን ዘለዎ ህንፃ ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 5, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 5, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ