ተዓፅዩ

ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ንተሃነፅቲ ሕጊ መንበሪ ገዛዉቲ ከስርሕ ስለዝደለየ ነዚ ዘድሊ ማተሪያል ህንፃ ናዉቲ ኣቅሑት መደበኛ በጀትን ከምእዉን ናይ ኤሌክትሮኒክስኣ ቅሑት : ናይ ቢሮ ቀዋሚ ንብረት : ወናብርን :ኮምፒተራትን :ላፕቶፓትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ነቲ ትካል አገልግሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 24, 2010 3:25 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 24, 2010 3:35 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ : ሕትመት: ኤሌክትሮኒክስ : ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቀሑት (ፈርኒቸር): ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት: ናይ መኪና መጋየፂ : ነዳድን ቅብኣትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 2, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 2, 2010 3:45 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ