ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ህንፃ መሳርሒ ንምዕዳግ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 20, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 20, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ወረዳ ፀለምቲ ናይ ዝተፈላለየ ሴክተራት ቤት ፅሕፈታት ካብ መደበኛ በጀትን ገበርቲ ሰናይ በጀትን ኤሌክትሮኒክስን : ህንፃ መሳርሒን ኣቅሑትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ከምእዉን ካብ ከተማ መቐለ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ናብ ከተማ ማይ ፀብሪ ስሚንቶ ከጎዓዝ ስለዝደለየ ነዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 6, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 6, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ዝተፈላለዮ ናይ ህንፃ መሳርሒ አቁሑት /construction materials/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምድዳግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 30, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 1, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ