ተዓፅዩ

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ንቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሕትመታት መሳርሒ ፅሕፈት አቁሑት ፅሬት አቁሑት ህንፃ ደንቢ ክዳን ፃዕዳ ጣፍ አቁሑት ኤለክትሪክን ኤለክትሮኒክስን ዝዉገዱ ንብረት ንምሻጥን ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 28, 2010 3:45 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 28, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም ን 2010 ዓም ግልግሎት ዝዉዕሉ ዝትፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ኣቁሑት ሕትመት ሳይክልን መለዋወጢ አቁሑ ሳይክልን ናይ ወፃኢ ፍርያት ዕንፀይቲ ማለትዉን ፈርኒቸር አቁሑት :መሳርሒ ህንፃ: አቁሑት ፅሬት :መለዋወጢ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 21, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 21, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ