Closed
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለየ ኣቅሑት ማለት ዝተፈላለዩ ናይ ገዛ ኣቅሑትን: ፈርኒቸርን ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ገዛ ደቀቅቲ ኣቀሑት : ናይ ዓራት ግልጋሎት ዝወዕል ኣቅሑት ማለት ኮበርታ በዓል 4.5 ኪሎ ግራም: አንሶላ : ፍርናሽ በዓል 180 ናይ ዓራት ክዳን ምንፃፍ ማለት እዉን ናይ ዓራት ክዳን ምንፃፍን ኮንፈርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 13, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 14, 2018 3:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ገዛ ኣቅሑትን: ፈርኒቸርን: ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ 10 000 ቅርሺ : ነብስወከፍ ናይ ገዛ ኣቀሑት 2500 : ናይ ዓራት ግልጋሎት ዝወዕል ኣቅሑት ማለት ኮበርታ በዓል 4.5 ኪሎ ግራም: አንሶላ : ፍርናሽ በዓል 180 ናይ ዓራት ክዳን ማለት ምንፃፍ ኮንፈርትን 5000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ