ተዓፅዩ

ኮሌጅ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2017 ዓም ፅሕፈት መሳርሒ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : ኣፋዉስን ናዉቲ ህክምንን ብምልክታ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 8, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 8, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንኤሌክትሮኒክስን 10000 : ንፅሕፈት መሳርሒን 3000 :ንኣፋዉስን ናዉቲ ህክምናን 3000
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ገብረስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ማለት እዉን መለዋወጢ ኣቅሑት : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 6, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 6, 2017 4:10 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ፅሕፈት መሳርሒ 3000 : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ማለት እዉን መለዋወጢ ኣቅሑት 4000 : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት 30000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ