Closed
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንናይቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ቲዩታ ላንድ ኩርዘር መኪና መለዋወጢ ኣቀሑትን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቀሑትን ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን አገልግሎት ክረክብን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 14, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓዲግራት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ቲዩታ ላንድ ኩርዘር መኪና መለዋወጢ ኣቀሑትን 5000 ቅርሺ : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቀሑትን 20000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ2,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ