ፕሮፎርማ ጨረታClosed ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ ጀስትስ ፎር ኦል ብዝተረከበ በጀት ቴሌቬዥን ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ – ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 8, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሚያዝያ 5, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ ጀስትስ ፎር ኦል ብዝተረከበ በጀት ቴሌቬዥን ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ – ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንናይቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ቲዩታ ላንድ ኩርዘር መኪና መለዋወጢ ኣቀሑትን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቀሑትን ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን አገልግሎት ክረክብን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 14, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታዓዲግራትናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ቲዩታ ላንድ ኩርዘር መኪና መለዋወጢ ኣቀሑትን 5000 ቅርሺ : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቀሑትን 20000 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ2,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንናይቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ቲዩታ ላንድ ኩርዘር መኪና መለዋወጢ ኣቀሑትን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቀሑትን ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን አገልግሎት ክረክብን ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት 2018ዓ/ም ናይ ዩኒሴፍ ዓለም ለኸ ትካል ገባሪ ስናይ ጡሙር ዕድጊት ንቤት ፅሕፈት ት/ቲን ንኣብያት ት/ቲ ከተማ ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝውዕል ፍርኒቸር፣ ኤሌትሮኒክስ ፣ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 16, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 16, 2018 4:40 ቅ/ሰዓትቦታዓ/ዓዲናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢ ሎቱ ይፈላለ ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት 2018ዓ/ም ናይ ዩኒሴፍ ዓለም ለኸ ትካል ገባሪ ስናይ ጡሙር ዕድጊት ንቤት ፅሕፈት ት/ቲን ንኣብያት ት/ቲ ከተማ ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝውዕል ፍርኒቸር፣ ኤሌትሮኒክስ ፣ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ሚዛን ዕቛርን ልቓሕን መሰረታዊ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ን2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል Sony Projector ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 3, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 3, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 29, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ሚዛን ዕቛርን ልቓሕን መሰረታዊ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ን2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል Sony Projector ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለየ ኣቅሑት ማለት ዝተፈላለዩ ናይ ገዛ ኣቅሑትን: ፈርኒቸርን ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ገዛ ደቀቅቲ ኣቀሑት : ናይ ዓራት ግልጋሎት ዝወዕል ኣቅሑት ማለት ኮበርታ በዓል 4.5 ኪሎ ግራም: አንሶላ : ፍርናሽ በዓል 180 ናይ ዓራት ክዳን ምንፃፍ ማለት እዉን ናይ ዓራት ክዳን ምንፃፍን ኮንፈርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 13, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 14, 2018 3:00 ደ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ገዛ ኣቅሑትን: ፈርኒቸርን: ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ 10 000 ቅርሺ : ነብስወከፍ ናይ ገዛ ኣቀሑት 2500 : ናይ ዓራት ግልጋሎት ዝወዕል ኣቅሑት ማለት ኮበርታ በዓል 4.5 ኪሎ ግራም: አንሶላ : ፍርናሽ በዓል 180 ናይ ዓራት ክዳን ማለት ምንፃፍ ኮንፈርትን 5000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 29, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለየ ኣቅሑት ማለት ዝተፈላለዩ ናይ ገዛ ኣቅሑትን: ፈርኒቸርን ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ገዛ ደቀቅቲ ኣቀሑት : ናይ ዓራት ግልጋሎት ዝወዕል ኣቅሑት ማለት ኮበርታ በዓል 4.5 ኪሎ ግራም: አንሶላ : ፍርናሽ በዓል 180 ናይ ዓራት ክዳን ምንፃፍ ማለት እዉን ናይ ዓራት ክዳን ምንፃፍን ኮንፈርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቑሕት ምድብ-1/ LoT‐ዝተፈላላየ ናይ ገዛ ኣቑሑትን ፣ፈርንቸር ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትን ገዛ ናይ ገዛ ደቐቂት ኣቁሑት 1 ናይ ዓራት ግልጋሎት ዝውዕሊ ኣቑሑት ከበርታ በዓል 4.5 ኪ/ግራይ፣ኣንሶላ፣ፍርናሽ በዓል 180 ፣ናይ ዓራት ክዳን (ምንፃፍ)ኮንፈርትን እዚ ንብረት ምስ ኣሽነፋ ናብ ቢሮ ሓላፊ ዝተካረዮ መንበረ ገዛ ኣብ መቐለ ኸይኑ ብና በዓሉ ትራንስፖርት ዘብፅሕ ይኸውን፣-ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 13, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 14, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 29, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቑሕት ምድብ-1/ LoT‐ዝተፈላላየ ናይ ገዛ ኣቑሑትን ፣ፈርንቸር ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትን ገዛ ናይ ገዛ ደቐቂት ኣቁሑት 1 ናይ ዓራት ግልጋሎት ዝውዕሊ ኣቑሑት ከበርታ በዓል 4.5 ኪ/ግራይ፣ኣንሶላ፣ፍርናሽ በዓል 180 ፣ናይ ዓራት ክዳን (ምንፃፍ)ኮንፈርትን እዚ ንብረት ምስ ኣሽነፋ ናብ ቢሮ ሓላፊ ዝተካረዮ መንበረ ገዛ ኣብ መቐለ ኸይኑ ብና በዓሉ ትራንስፖርት ዘብፅሕ ይኸውን፣-
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ ጀስትስ ፎር ኦል ብዝተረከበ በጀት ቴሌቬዥን ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 30, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መጋቢት 25, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ ጀስትስ ፎር ኦል ብዝተረከበ በጀት ቴሌቬዥን ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ቢሮ ትምህርት ክልል ትግራይ ንዝተፈላለየ አገልግሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 9, 2018 8:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 10, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መጋቢት 25, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ትምህርት ክልል ትግራይ ንዝተፈላለየ አገልግሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 26, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 26, 2018 10:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ መጋቢት 23, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ናይ ካልኣይ ፍርቂ ዓመት ሐደ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ዩ ፒቪሲ ትቦን መገጣጠምን ፡ ክልተ ዝተፈላለየ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፡ ኤሌክትሮኒክስን ፡ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ፡ ሰለሰተ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ምስ ዝተፈላለየ ዓቀን ዘለዎም ጫማን ፡ ኣርባዕተ ዝተፈላለየ ናይ ኤሌክትሪክ መለዋወጢ ኣቅሑትን ፓምፕን ፡ ሐሙሽተ ሐደሽቲ ሳይክልን ናይ ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 30, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 1, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 22, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ናይ ካልኣይ ፍርቂ ዓመት ሐደ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ዩ ፒቪሲ ትቦን መገጣጠምን ፡ ክልተ ዝተፈላለየ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፡ ኤሌክትሮኒክስን ፡ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ፡ ሰለሰተ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ምስ ዝተፈላለየ ዓቀን ዘለዎም ጫማን ፡ ኣርባዕተ ዝተፈላለየ ናይ ኤሌክትሪክ መለዋወጢ ኣቅሑትን ፓምፕን ፡ ሐሙሽተ ሐደሽቲ ሳይክልን ናይ ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ