ኮምሽን ፕላን ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ኣቅሑት ፅሕፈት ኣቀሑት ፅሬትን ብምድብ ሎት መቂሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ምድብ ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት ኣቅሑት ምድብ ክልተ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት ኣቅሑት ብምድብ ሰለሰተ ብብርኪ ክልል ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 23, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዘጋጃ መቐለ ን2017 ዓም በጀት ዓምት ንዝተፈላለይ ከይዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት :ናይ ፅሕፈት መሰርሒ ኣቅሑት : ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 20, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን2017 ዓም ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን : ኤሌክትሮኒክስን ንምዕዳግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ማዛጋጃ ከተማ መኾኒ ንዝተፋላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቤት ፅሕፈት ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፥ፅሬት ኣቑሑን፥ ህንፃ መሳርሒን ናይ ተሽከርከርቲ ጎማ መኪና ዝኸዉን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪትና ክንገዝእ ስለዝደለናዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 16, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መኮኒ ተወሳኺ ኣንብብ
አከሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ 2017 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ሰለዝደለየ ንሕጋዊ ነጋዶ ከጫርት ይደሊ ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንግሪነሪ መሰልጠኒ ዝውዕሉ ኣቕሑት ማለት እውን ፦ ናይ ፅሬት ኣቕሑት ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑትን ናይ ጨርቂ ስፌት ( ኮምፕላሰን) ንን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛታ ንኣብያት ዕዩ እቲ ወረዳ ኣገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈትን :ንኣቅሑት ሕትመት : ንኣቅሑት ፅሬት : ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: ንናዉቲ ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ናዉቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ናይ ፅሬት አቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 26, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ህንፃ ኣሌክትረክ ፅሬት መሳርሕ ኣቁሑትን ኣዋዳዲሩ ከገዚእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ዝትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 25, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ