ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብመደበኛ በጅት መሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: ናይ ፅሬት ኣቅሑት: ናይ ቢሮ ኣቅሑት: መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 15, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: ናይ ቢሮ ኣቅሑት: መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 7000 ቅርሺ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት 1000
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጨ/መቐለ ዝተፈላላዩ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 25, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት አብ 2017 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ ብዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዱ ዝረከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ምድብ ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ ኣቅሑት ኣሌክተሮኒክስ : ሎት ሰለሰት ኣቅሑት ፅሬት : ሎት ኣርባዕተ ኣቀሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ሎት ሓሙሽተ ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 5, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 5, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንመሳርሒ ፅሕፈት 10000 : ንኣቅሑት ንኤሌክትሮኒክስ 4000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ፅሬትን ብነፃ : ፈርኒቸርን ብነፃ : ንኣቅሑት ሞተር ሳይክል 4000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ