ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ማእከል ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ማእከል ምልሻ ቤት ፅሕፈትን ጥርዓን ሕብረተሰብ ምስማዕ ዉሳነ ምሃብን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ስፔር ፓርት : ጎማ መኪናን ባትሪን: ፅሕፈት መሳርሒን : ፅሬት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዞባ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቑሑት ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንዝተፈለላዩ ሃለቅትን ቀወምትን ኣቅሑት ኣልባሳት : መሳርሒ ፅህፈት : ኣቅሑት ፅሬት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲግራት ን2017 ዓም በጅት ዝስዕቡ ንምምሃር ምስትምሃርን ዝዉዕሉ ቀወምቲን ሃለቅቲን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 25, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ንብረት ንምዕዳግ ካብ ዝተመደበልና በጀት ንብረት ሎት ሐደ ናይ ኤሌክትሮኒከስ መሳርሒ :ሎት ክልተ አሌክትሪክ መሳርሒ : ሎት ሰለሰተ ህንፃ መሳርሒ : ሎት ኣርባዕተ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ሓሙሽተ ፅሬት መሳርሒ : ሎት ሽድሽት ሕትመት ኣብ ሽድሽተ ሎት ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ልም’ት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣብያት ፅሕፈት ዝዉዕል ብሎት ከፊሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፅሬት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ቃፍታ ሑመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቑሑት ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ፅሬት ግልጋሎት ዝውዕል ፅሬት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ናይ ዕሬት ኣቑሑትን ንላፕቶፕ መትሓዚ ቦርሳን በቲ ዘርፊ ካብ ዝተሰማረዩ ሕጋውያን ፍቓድ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደልይ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 7, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኣልባሳት ማለት እዉን ኮበርታ ኣንሶላ ፍረናሽን ትራስን : ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2017 8:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ