ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት፣ ፅሕፈት፣ ናይ ማይ ኣቅሑ ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ከገዝእ ይደሊ ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ማይጨዉ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።