ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕስኣ ኣብ ወረድኡ ንዘለዎ ቤት ፅሕፈታት ዝዉዕል ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናእሸተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ከም መብስዒ ወረቀት ስቲፕለር እሰቲፕላይዘር ካልኦትን ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ እንስሳት መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናስን ወረዳ ሰለዋ ነቲ ወረዳ አገልግሎት ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን : ኣቅሑት ፅሬትን : ናይ ሕትመት ስራሕቲን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብብርኪ ክልል ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም ንቤት ፅሕፈትና ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት : ሞተርሳይክል: ማህተም : ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሓሓይለ ኣብ ክልተ 2017 ዓም በጀት ዓመት ናይ ቀደማይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈለላዩ ዓይነት መሳርሒ ፅሕፈትን :ናይ ፅሬት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 25, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ወጅራት ዒስራ ዓዲ ኣብ 2017 ዓም ነቲ በጀት ዓመት ናይ ዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት መሳርሒ ፅሕፈት :ኣናእሸተይ ኣቅሑትን : ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 18, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፍርዲ ከተማ ዓዲግራት ጋንታ ኣፈሹ ን2017 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ሕትመት ኤሌክትሮኒክስ :ተሽከርከርቲ : ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 13, 2017 6:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቑሕት ምድብ-1/ lo7-1 ፅ/መሳርሒ ኣቑሑትን ፣ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ኣቁሑት ፣ ሃላቂን ቋዋሚን ኣቁሑት ፣ፅሬት ኣቑሑት፣ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቁሑት ብብርኪ ክልል ትግራይ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዘጋጀ ከተማ ሸራሮ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ነቲ ትከል ዘገልግል ናዉቲ ማለት መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ :ኤሌክትሮኒክስ: ቀወምቲ ንብረት ተሽከርክርቲ : ኣቅሑት ፅሬትን ካልኣትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 16, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እንዳሞኮኒ ንዝተፈላለዩ አብያተ ዕዩ ዝዉዕሉ ኣቅሑት ፅሬት ኣቅሑት :መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 17, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲሓቂ ናይ 2017 ዓም ንሴክተራት ክፍለ ከተማ ዓዲሓቂ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 13, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ