ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ናይ ፅሬትኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 3, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 3, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሚያዝያ 1, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ምልኺታ ፕሮፎርማ

ናይ ወርሒ መጋቢት 2017 ዓ/ም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ናይ ፅሬትኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፣

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤

3. ናይ ግብሪ ክፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተ.ቁዝርዝር መግለፂዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ ብር
ብርሳ
1ባልዲ በዓል መኸደን ቀይሕ ቆል ሰማያዊበዓል 20 ሊትሮቁፅሪ280

እንክተሎም መምርሒ፦

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 30/7/2017 ዓ/ም - ዕለት-02/08/2017 ዓ/ም ተዓፅዩ ዕለት 03/8/17 ሰዓት 3፡30 ይኸፈት:: -

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ኦርጅናል ኣቑሑት ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ክቅርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ክም ዉዕሊ የገልግል::

ጨረታ መደብ