ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምብራቅ አብ 2009 በጀት ዘመን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ፅሬት :መለዋወጢ አቁሑ መኪና መፀባበቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 27, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓዲግራት
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።