- በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰÂ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድÂ ዘለዎም መረዳእታ ኣማሊኡ ዘቅርብ
- ርክክብ ንብረት ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ከተማ ሑመራ
- ጨረታ ኣብ ኣየር ዝዉዕለሉ እዋን ካብ ዕለት 24/ 01/ 2009 ዓ ም ክሳብ 09/02/ 2009 ዓ/ም
- ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 09/02/2009 ዓም ሰዓት 2፡30 ናይ ንጎሆ
- ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 09/ 02 /2009 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ንጉሆ ኣብ ከተማ ሑመራ ይከዉን
- ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ክፍሊ ቁፅሪ 11 ጉጅለ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ዘየምለስ ብር 50 ቅርሺ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ እንዳከፈሉ ምግዛእ ይክእሉ
- ተወዳደርቲ ዝርዝር ምልክታ ጨረታ አብ ከተማ መቐለ ቤት ምኽሪ ዘርፊ ማሕበራት ምልከታ መለጠፊ ቦርድ አብ ከተማ ሰቲት ሑመራ ምልክታ መለጠፊ ቦርድ ተለጢፉ ስለዝርከብ ዝርዝር ሓበሬታ ምዉሳድ ምንባብ/ይኽእሉ
Â
ድሕሪት- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
- ኮንስትራክሽን (1060)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
- ሕርሻ (534)
- ህንፃ መሳርሒ (7225)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
- ምምካር (182)
- ትምህርቲን ስልጠና (199)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
- ምግብን መስተን (524)
- እግድ (43)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
- ፈርኒቸር (1301)
- ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
- ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
- ጥዕና (267)
- ናገዛ ኣቁሑት (94)
- ኢንሹራንስ (4)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
- መሬትን ሊዝን (60)
- ፅገና (835)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
- መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
- ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
- መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
- ምስሊን ቀረፃን (23)
- ስራሕቲ ሕትመት (1666)
- ስራሕቲ ምልላይ (84)
- ክራይ (748)
- መሸጣ (1207)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
- ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
- መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
- መኽዝን (33)
- ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
s