ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2009 1ይ ዙር ዕድጊት ንምፍፃም መሳርሕታት ፅሕፈት አቁሑት ፅሬት አፋዉስን ናዉቲ ሕክምናን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 30, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣክሱም
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።