ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ንኩለን ቤት ፅሕፈታት ን 2009 በጀት ዓመት ጠቅላላ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 12, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 12, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታጉሎመከዳ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።