ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለ ሴክተር ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቁሑት፣ ሕትመት ስራሕቲ: ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክስሰሪን: ኣቁሑት ፈርኒቸር :ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት :መለዋወጢ አቁሕት ሞተር ሳይክል :ናይ መኪና ጉልበት ዋጋ: ሞተር ሳይክል ጉልበት ዋጋ ብጨረታ አወዳድር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጳጉሜን 2, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 2, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ80.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ንአብያተ ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ሕትመት: ፅሬት :ኮምፒተራት: ፈርኒቸር :ስፖርት ዕጥቂ :ናይ መኪና ሞተር ሳይክልን ሳይክልን መለዋወጢ አቁሑት :መፅሓፍትን: ናይ ትምህርቲ ኬሚካላትን :አቁሑት ኤሌክትሪክ :ጀነሬተራትን :ከምኡዉን ናይ መካይን ሞተር ሳይክልን ናይ ኤለክትሮኒክስ ፅገና አገልግሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 28, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 28, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2009 በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ዝተፋላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሒ: ኤለክትሮኒክስን ኮምፒተርን ተዛመድቲን ናይ ቢሮ አቁሑትን ናይ ሞተር ሳይክልን ናይ ሰርቪስ መኪናን መለዋወጢ አቁሑት ዝተፋላለዩ ሕተመታት ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ህንፃ መሳርሒ ናይ ስፖርት ዕጥቂን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከሕትምን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ