ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ሎት 1- ናይ ላባራቶሪ ኣቑሑትን ኬሚካላትን ፣ሎት 2 ንምርምር መሳርሒ ኣቅሑት፣ ሎት 3- ናይ ፅሐፈት መሳርሒ፣ ሎት 4- ፅሬት ኣቅሑት፣ ሎት 5 ናይ ፊሊዲ መሳርሒ ኣቅሑት፣ ሎት 6 - ናይ መኪና ስፔር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቆሒዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 5, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ናይ ግሪነሪ ኣቅሑት፣ ናይ ቧንቧ ኣቅሑት፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 24, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 25, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ-ጉዶም ፅሬት ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት / ኤሌክትሮኒክስ/ ንሕትመት እንትከውን ርክክብ ዝፍፀመሉ ቦታ ኣብ ናይ ባዕሉ ትካልና ተረከብና ክፍሊት እውን ንፍፅም፤ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 1, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲ ጉዶም ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንዳባጉና ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ብመንግስቲ ዝተመደበ መደበኛ በጀት ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሕታት ፅሕፈትን ህንፃን መሳርሕታት ፅሬት/ሳኒተሪ/ ኢንስታሌሽን ከምኡውን ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮኒክስን ብ2ይ ዙር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 4, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንዳባ ጉና ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንትን ምርግጋፅ ምግቢ ውሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 22, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ቺፍ ኤንድ ሴክሬታሪ ናይ ስልኪ ቆፎ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ከምኡ ድማ ካብ ኣዲስ ኣበባ ብርሃንንና ሰላም ናብ መቐለ ናይ ሕትመት ውፅኢት ብካርቶናት ከጋዓዕዝ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2008 ዓ/ም 2ይ ዙር ዕድጊት ንምፍፃም ምድብ 1- ፅሕፈት መሳርሒ፤ ፅሬት ኣቅሑት ናይ ስፖርት ኣቅሑት ፤ምድብ 2- መድሓኒትን ናይ ሕክምና ናውቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 1, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፍርዲ ወረዳ መደባይ ዛና ዝተፈላለዩ ሃለቅትን ቀወምትን ንብረት መሳርሒ ፅሕፈት፤ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፤ ሕትመትን መሳርሒታት ፅሬትን፤ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 24, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ