ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢን ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራት፣ ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑ ፣መፃሕፍቲ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 20, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣሕፈሮም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዋና ቤት ማዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 7, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሴ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ቢሮ: መሳርሕታት ህንፃ ፣ ናዉቲ ፅሬት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክሰርሕን ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 15, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 6, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዋና ቤት ማዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 4, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ኣብ ውሽጢ ንዝርከቡ ንሴክተራት 2011ዓ/ም ኣገልግሎት መሳርሒ ፅሕፈት ስቴሽነሪ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ኣቅሑት ናውቲ ቢሮ / ፈርኒቸር/፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 20, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ደቡብ ናይ ፅርየት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 2, 2011 10:59 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ደንቢ ክዳን፣ ዝተፈላለዩ ናይ ማይን ህንፃን ኤሌክትሪክን ፅገናን ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣቅሑ ፅሬት፣ስራሕቲ ሕትመት፣ ዝተፈላለዩ ናይ ምግቢ ዓይነት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ናይ ፅሬት ኣቅሑት / Sanitation materials/ ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ሕትመትን ስፖርት ዕጥቂን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኩሓ ተወሳኺ ኣንብብ