ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ናይ ፅሬት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 27, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 27, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቁትሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 27, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 27, 2011 3:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ቤተ ፈተነ ዘድልዩ ናውቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 1, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 1, 2011 9:10 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ምን2ይ ፍርቂ ዓመት ብናይ መደበኛ በጀት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣መለዋዋጢ ኣቅሑ ሞተር ሳይክል፣ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ትውዕል ሞተር ሳይክል፣ ካብ መቐለ ናብ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ሲሚንቶ ምጉዕዓዝ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከሐትምን ከጋዓዓዝን ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 7, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 7, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢሉቱ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 24, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 25, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም 2ይ ፍርቂ ዓመት ዕድጊት ንምፍፃም ስለዝድለየ ሕጋዊ ናይ መኪና መለዋጢ ኣቅሑት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቀሑ ቢሮ፣ ሕትመት፣ ኮምፒዩተራት ተዛመድቲ፣ ኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፅሬት፣ ዓለባን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 4, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 4, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቀሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 20, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 20, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ