ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑትን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፋርጎ ማሽን፣ ኣቅሓ ፅሬት፣መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ ፈርኒቸር፣ሕትመት፣ ዕጥቂ ስፖርትን መሳርሒ ሙዚቃን፣ ብአተዊ ቤት ማዘጋጃ ቶታል ስቴሽን ኣቅሓ ኤሌክትሪክን ብባጀት ኤጂዲፒ መሳርሐ ፅሕፈትን ኤሌክትሮኒክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2011 በጀት ዓመት ካብ ኩል ፈንድ ዝትረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኤለክትሮኒክስ፣ አቅሑት ቢሮን ኣቅሑት ገዛን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 23, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወልቃይት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ጧንቋ ኣበርገለ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ንኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ጣንቓ ኣበርገ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ንቲ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣናእሽቲ መሳሕታት፣ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ፣ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ከምኡውን መሳርሒታት ፅሬት ንበጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብ ጨረታ ሰዓራቲ ምስዝኾኑ ትካላት ውዕሊ ኣሲሩ ዕደጋ ከካይድ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 20, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጉ/መ/ስ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 6, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ንቤት ፅሕፈታት ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናውቲ ፅሬት፣ኤሌክትሮኒክስ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ኣቅሑት ሕትመት፣ ተሽከርከርቲ( ሳይክል)፣ ቀወምቲ ንብረት ካልኦት በጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 23, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ን2011 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ንፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑትን ካብ ሕጋውያን መቅረብቲ በቲ ዘርፊ ካብ ዝተመዝገቡ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 12, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ፅሬት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 29, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሳምረ ግልጋሎት ምምሃርን ምስትምሃርን 2ይ መንፈቅ ዓመት ሃለቅትን ኣቅሑትን ቐወምትን ማለት እውን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣውቶ፣ መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ሓፂን መፂን/GMFA/፣ መሳርሒ ፅሬት ኣቅሑ ኤሌክትሪክን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 6, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሳሓርቲ ሳምረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ወረዳ ጉሎ መኸዳ ከተማ ፋፂ ኣቅሑ ፈርኒቸር፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኣቅሑ መሳርሒ ህንፃን ካልኦትን መሳርሒ ኣቅሑ ፅሕፈትን ክዕድግ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ፋፂ ተወሳኺ ኣንብብ