ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቀሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ንደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 20, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 20, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 18, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 17/07/2011ዓ/ም ክሳብ 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 6፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ይክፈት፡፡