ኤጀንሲ ቴክኖሎጂን ሓበሬታ ክልል ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 7, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 8, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 05/06/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 07/06/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30ይከውን፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400527 ምድዋል ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s