ተዓፅዩ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፕራይም ቀለም ክትዕድግ ስለዝደለየ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 8, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 8, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሆስፒታል ስሑል ን2019 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ደንቢ ልብሲ : መሳርሒ ፅሕፈት: ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት መሳርሒ: ምግቢ ንተሐከምቲ :ኣቅሑት ፅሬት : ዝተፈላለዩ ናይ ተሽከርከርቲ ስፔራት ማለት መለዋወጢ ኣቅሑት : ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒን ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ከምእዉን ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 26, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሐወልቲ ኣክሱም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ቴክኖሎጂ ስራሕቲን ሐፀርቲ ዝዉዕል ናይ ህንፃን ፈርኒቸር ናዉቲ : ናዉቲ ኤሌክትሪክ : ኤሌክትሮኒክስ :ናይ ጨርቂ መርቂ : ኣዉቶ ስፔር ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኤሌትክሪክ : ኣዉቶ ስፔር 20000 ቅርሺ : ኤሌክትሮንክስን : ህንፃን ፈርኒቸር ናዉቲን 5000 :ጨረቂ 5000
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ