ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳሽን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ኣብ ጨንፈር ዓይደር ሽንት ቤት ንቤት ፅሕፈት ሰራሕተኛታት ዝጥቀምሉ ስለ ዝተበላሽው ንፅግና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሓ ናይ ሽንቲቤት መቐመጢ (ኮመበሊ) WC Supply White Heauy duty pp toilet seat and Couer,soft Clise type WC ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 17, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ነሓሰ 15, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳሽን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ኣብ ጨንፈር ዓይደር ሽንት ቤት ንቤት ፅሕፈት ሰራሕተኛታት ዝጥቀምሉ ስለ ዝተበላሽው ንፅግና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሓ ናይ ሽንቲቤት መቐመጢ (ኮመበሊ) WC Supply White Heauy duty pp toilet seat and Couer,soft Clise type WC ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ምድብ ሐደ ንእንስሳ መኖ ቀለብ ዝከዉን ዕፉን ምስግባኣቱ : ምድብ ክልተ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑትዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 25, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 25, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ነሓሰ 14, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ምድብ ሐደ ንእንስሳ መኖ ቀለብ ዝከዉን ዕፉን ምስግባኣቱ : ምድብ ክልተ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶት ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2018ን 2019 ዓም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተመደበ በጀት ናይ ሶላር ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታቆላ ተምቤን ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ነሓሰ 11, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶት ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2018ን 2019 ዓም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተመደበ በጀት ናይ ሶላር ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መፈፀሚ ዝውዕል፡- ➢ ሎት 1 - ሞተር ሳይክላትን ናውቲ ሞተር ሳይክላትን ➢ ሎት 2 - ህንፃ መሳርሒ ➢ ሎት 3- ናውቲ ፅሬት ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 13, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 14, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎት ይፈላላናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሓምለ 29, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መፈፀሚ ዝውዕል፡- ➢ ሎት 1 - ሞተር ሳይክላትን ናውቲ ሞተር ሳይክላትን ➢ ሎት 2 - ህንፃ መሳርሒ ➢ ሎት 3- ናውቲ ፅሬት ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንUNEPA መቐለ ሴፍ ሃዉስ ንፅገና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክኝን ማተሪያል ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትዕድግ ስለዝደለየትዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 17, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሓምለ 15, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንUNEPA መቐለ ሴፍ ሃዉስ ንፅገና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክኝን ማተሪያል ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት
ግልፂ ጨረታClosed ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሐወልቲ ኣክሱም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ቴክኖሎጂ ስራሕቲን ሐፀርቲ ዝዉዕል ናይ ህንፃን ፈርኒቸር ናዉቲ : ናዉቲ ኤሌክትሪክ : ኤሌክትሮኒክስ :ናይ ጨርቂ መርቂ : ኣዉቶ ስፔር ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታኣክሱምናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኤሌትክሪክ : ኣዉቶ ስፔር 20000 ቅርሺ : ኤሌክትሮንክስን : ህንፃን ፈርኒቸር ናዉቲን 5000 :ጨረቂ 5000 ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሓምለ 11, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሐወልቲ ኣክሱም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ቴክኖሎጂ ስራሕቲን ሐፀርቲ ዝዉዕል ናይ ህንፃን ፈርኒቸር ናዉቲ : ናዉቲ ኤሌክትሪክ : ኤሌክትሮኒክስ :ናይ ጨርቂ መርቂ : ኣዉቶ ስፔር ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት (Construaction Materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 23, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 24, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 10, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት (Construaction Materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።
ግልፂ ጨረታClosed ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንአገልግሎት እቲ ትካል ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮድ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 23, 2018 3:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 3, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንአገልግሎት እቲ ትካል ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮድ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና አብ ግድብ ገረብ ሰገን ዝስራሕ ዘሎ ስፒል ወይ ማለት መተንፈሲ አብ ከይዲ ዕገና ስለ ዘሎ ንብረት ዝሕልዉ ዋርድያታት ንሓለዋ ዝጥቀምሉ ገዛ መስርሒ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሰርሒ አቁሑት ሚስማርን ቆርቆሮን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 24, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 22, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና አብ ግድብ ገረብ ሰገን ዝስራሕ ዘሎ ስፒል ወይ ማለት መተንፈሲ አብ ከይዲ ዕገና ስለ ዘሎ ንብረት ዝሕልዉ ዋርድያታት ንሓለዋ ዝጥቀምሉ ገዛ መስርሒ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሰርሒ አቁሑት ሚስማርን ቆርቆሮን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ምግቢ ነክ ኣቑሑ (Food items) ፥ ናይ ፅሬት ኣቑሑ(sanitary materials) ፥ ሳኒቴሽን (Sanitation materials) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 23, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 24, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 19, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ምግቢ ነክ ኣቑሑ (Food items) ፥ ናይ ፅሬት ኣቑሑ(sanitary materials) ፥ ሳኒቴሽን (Sanitation materials) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ