ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ክልል ትግራይ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ሎት ሐደ ሃለቅቲ ናዉቲ ፅሕፈት ሎት ክልተ ሃለቅቲ ናዉቲ ፅሬት ሎት ሰለሰተ ኮበርታ ማለት እዉን ሚኒ ብላንኬት ሎት ኣርባዕተ ፕላስቲክ ሎት ሓሙሽተ ናይ ከበድቲ መሽነሪ መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ construction material (cement) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 4, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 3, 2018 11:30 ደ/ሰዓት(ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ክ/ከተ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 3, 2018 11:30 ደ/ሰዓት(ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ንምግላፅ ከም ዝተፈተነ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወቆላ ተምቤን ኣብ ባጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተመደበሉ በጀት ንናይ ወረዳና ኣብያተ ፅሕፈት ዘገልግል ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ናይ ማይ መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ቆላ ተምቤን ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተመደበሉ በጀት ናይ ወረዳና ዘፈር ቁጠባ ዘገልግል ናይ 45 መዓልቲ ጫጩት :ቀለብ እንስሳት : ናይ ሕርሻ እታወታት : ሶላር ፓምፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ቆላ ተምቤን ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቀ/መ/ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ናይ መስመር ማያ ትቦታት፡ ናይ ትቦ መጋጣጠሚታት፡ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሕታት ኣቑሑ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑን ኤሌክትሮ መካኒካል ኣቑሑን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 2, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ራማ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ Poultry Feeder and G=32 corrugated galvanized iron ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት(ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ