ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ንዘፈር ቁጠባ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ስፔር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ታሕታይ ማይጨዉ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።